Monday, April 23, 2012

ንወዲ ሰብ መን ይብሉዎ፤

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!!

ኩሉ ሰናይ ዘበለ ቀሪቡ ዝንከባኸበናን ዝሕልወናን ዘሎ ሰማያዊ ኣምላኽና ክብሪ ምስጋና ውዳሴ ኣምልኾ ይኹኖ። "ቃልካ ንእግረይ መብራህቲ ንመንገደይ ከኣ ብርሃን እዩ" (መዝ 119፡105) ከም ዝበለ ዘማይ ዳዊት ብሓቂ ቅዱስ ቃሉ ተመጊብና ብርሃን እምበር ጸልማት ኣይንርእን ኢና። እዛ "ንወዲ ሰብ መን ይብልዎ፤" (ማቴ፡16፡13-18) እትብል ስብከት ብ ዲያቆን ኣስመላሽ ገብረሂወት ብጽሞና ክንከታተላን ከነስተንትናን ብኽብሪ ንዕድም። ፍቕሪ ኣምላኽ ጸጋ ጐይታናን ሕብረት መንፈስ ቅዱስን ምስ ኩልና ይኹን።
፩ይ



፪ይ




፫ይ


፬ይ


፭ይ


፮ይ