tag:blogger.com,1999:blog-5797628502479279880.post1643837572034672169..comments2024-03-14T12:31:07.106-07:00Comments on ቃና ዘገሊላ: ናይ ጻድቅ ኣቦና ኣቡነ ፊሊጶስ ዓመታዊ ክብረበዓልkana zegelilahttp://www.blogger.com/profile/17205840890073412308noreply@blogger.comBlogger5125tag:blogger.com,1999:blog-5797628502479279880.post-44971035995016205942013-05-17T06:54:24.113-07:002013-05-17T06:54:24.113-07:00This comment has been removed by a blog administrator.Anonymousnoreply@blogger.comtag:blogger.com,1999:blog-5797628502479279880.post-2648593973137196892012-08-15T02:03:30.226-07:002012-08-15T02:03:30.226-07:00ክቡር ሓውና ወይ ክብርቲ ሓፍትና ስለእቲ ዝኃብኩምና ርእይቶ ብስም ኣምላከ ቅዱሳ...ክቡር ሓውና ወይ ክብርቲ ሓፍትና ስለእቲ ዝኃብኩምና ርእይቶ ብስም ኣምላከ ቅዱሳን እግዚአብሔር ኣዚና ኢና ነመስግነካ። ምስ ሙሉእ ይቕረታ፣ ከም አምላኽ ፍቓድ ከኣ እታ ዝጎደለት ተመሊኣ ኣላ። ኣብቲ ቀጻሊውን መንፈሳዊ ምዕዶኹምን ሓገዝኩም ከምዘይፊለየና እሙንቶና እዩ። ኣብ ጸሎትኩም ደጉፉና። <br /><br />ይትባረክ አምላክ አበዊነ። አዘክሪ ድንግልnoreply@blogger.comtag:blogger.com,1999:blog-5797628502479279880.post-68753366986094492842012-08-12T15:24:02.647-07:002012-08-12T15:24:02.647-07:00የአባቶቻችን የጸሎታቸው ረድኤት በረከት ለህዝበ ክርስቲያኑ ሁሉ ይሁን!የአባቶቻችን የጸሎታቸው ረድኤት በረከት ለህዝበ ክርስቲያኑ ሁሉ ይሁን!Anonymousnoreply@blogger.comtag:blogger.com,1999:blog-5797628502479279880.post-41547952756925437002012-08-11T07:46:27.285-07:002012-08-11T07:46:27.285-07:00ብናይ ማዕበል ስራሕ ኣቢሉ ቅዱስ ቃሉ ንክትምግቡ ጥበብ ዝዓደለኩም ልዑል ፈጣሪ...ብናይ ማዕበል ስራሕ ኣቢሉ ቅዱስ ቃሉ ንክትምግቡ ጥበብ ዝዓደለኩም ልዑል ፈጣሪ ከምቶም ጀሚሮም ናይ ዓወት አኽሊል ዝተዓወቱ ዓወትኩም እንዳተተምነኹ ኣብዚ ዘለናዮ ግዜ ቅድሚ ሎሚ ዘይሰማዕናዮ ካብ አቦታትውን ዘይወረስናዮ ብሂል "ጥንተ ኣብሶ" ዝመንቀሊኡ ን ቤተክርስትያንና ዝፈታተን ጽልዋኡ ድማ ንግዚኡ እኳ ሓደገኛ እንተመሰለ ከምቶም ናይ ጥንቲ መናፍቃውያን ናይ ጥፍኣት መርከቦም ዝጠሓለቶም ከምዝኾኑ ታሪኽ ቤተክርስትያን ዝነግረና ኢዩ። ስለዚ ገሊላውያን እቲ ሓቂ ተቀቢሩ ከይተርፍ ዘይኮነስ ከም ወዮ ኤርሚያስ ዝበሎ አብ ትንቢቱ "ህዝበይ ጥፉእ መጓሰ ነበረ፡፤ ጓሰተን አጋገይወን ናብ ኣኽራን አኾብለልወን ንሳተን ድማ ነፈጻ፡ ስፍራ መሕደሪአኤን ድማ ረሰዓ። ዝረኸብወን ዘበሉ ኩሎም በልዕወን ። ኤር 50 ፡ 6 ስለዚ ከም መሸፈንን መመኽነይታን ዝጥቀምሉ ብዛዕባ ጉዳይ አቡነ እንጠንዮስውን ስለዘሎ በጃኹም ንሰብ ወይ ድማ ንበዓል ስልጣን ፈሪህኩም ዘይኮነስ ንስለ ቅኑዕ ሓበሬታ እቶም እከያት ጓሶትውን ክሓፍሩ ንሕናውን ካብ ምጥርጣር ክንድሕን መኽፈልትኹም ለኣኹልና። ጸጋ አብ ልዕሊ ጸጋ የብዘሓልኩም። ወልደ እንበረም ኣሃዱ ዘእምዲያቆናተ ገሊላAnonymousnoreply@blogger.comtag:blogger.com,1999:blog-5797628502479279880.post-18691536588974807362012-08-11T06:55:24.654-07:002012-08-11T06:55:24.654-07:00ዝኸበርኩም ገሊላውያን ወትሩ እተቅርብዎ መንፈሳዊ መግቢ ቃል ኣምላክ ዓ...ዝኸበርኩም ገሊላውያን ወትሩ እተቅርብዎ መንፈሳዊ መግቢ ቃል ኣምላክ ዓስብኹም ካብ ገዛኢ ኩሉ ዓለም እዩሞ ብዘይ ምቅራጽ ክትምግቡና አንዳተላበኹ ከም ተወሳኺ ርእይቶ ብዛዕባ ናይ ኣቡነ ፊልጶስ መልከዕ ሓሓደ መስመር ጎደሎ ኣለዋሞ ፤ ምሉእ ከሎስ ከም ጎደሎ ከይቁጸር ሓሳባት ውን ከይቁረጽ ኣስዕብ አቡሉልና።Anonymousnoreply@blogger.com