እንቋዕ ናብ በዓለ እግዝእትነ ማርያም ኣብጽሓና።
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን።
ታሪኽ ገዳም ደብረ ሲና
ገዳም ፣- ማለት ገደመ
፣ ዱር ጫካ በረኻ ኮነ ካብ ዝብል ናይ ግእዝ ግሢ (ቃል) ዝወፀ ናይ'ቲ ግሢ ዘርኢ እዩ። እምበአር ገዳም ጸጥታ (ጽምዋ) ዝበዝሖ
። ብብዙሕ ዝተፈላለዩ ዓበይትን ንአሽቱን ኣግራብ ዝተሸፈነን ዝወቀበን። ብዙሓት ዓበይትን ንአሽቱን አራዊትን (እንስሳ ዘገዳም)
ዝተፈላለዩ አዕዋፍን ዝርከብዎ አብ ተፈላለዩ ናይ ዓለምና ቦታታት ዝርከብ እዩ።