ቃና ዘገሊላ
Tuesday, May 29, 2012

“ንድሕሪት ክምለስሲ ግዲ ኣይትበልኒ” (ሩት 1፡16)

›
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን !!! ክርስቶስ ተንሥአ እሙታን -- ብዓቢ ኃይል ወሥልጣን   አሰሮ ለሰይጣን -- አግኣዞ ለአዳም ሰላም -- እምዘእሴ ...
Monday, May 28, 2012

ብሂል ኣበው፡ ቅዱስ ኣንጦንዮስ (3)

›
9. ምሕረት እግዚኣብሔር ንለምን። ሓደ ክርስቲያን ንቅዱስ ኣንጦንዮስ ክጽልየሉ ምስ ለመኖ፡ ቅዱስ ኣንጦንዮስ ትቕብል ኣቢሉ፡ "ኣነ ኣይምሕረካ ኣምላኽ ኣይምሕረካ ባዕልኻ ተቐላጢፍካ እንተዘይለሚንካ።...
Saturday, May 26, 2012

ኣባ ይስሓቅ

›
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን!!! ግንቦት 19  በዚ መዓልቲ ካብ ገዳም ናይ ኣባ መቃርስ ቅዱስ ኣባ ይስሓቅ ዝዓረፈሉ ዕለት እዩ። ቅዱስ ኣባ ይስሓቅ ካህንን ጽኑዕ ወተሃደር ደብረ-መ...
Wednesday, May 23, 2012

ዐርገ እግዚአብሔር በይባቤ ወእግዚእነ በቃል ቀርን

›
ምስባክ << ዐርገ እግዚአብሔር ብይባቤ ወእግዚእነ በቃለ ቀርን ዘምሩ ለአምላክነ ዘምሩ። እግዚአብሔር ብደሃይ መለከት ዓረገ፣ ምስጋና ኣምላኽ ዘምሩ ዘምሩ፣ ምስጋና   ን...
Monday, May 21, 2012

ብሂል ኣበው፡ ቅዱስ ኣንጦንዮስ (2)

›
6. ተግሳጽ ንጽቡቕና እዩ። ቅዱስ ኣንጦንዮስ ኣብ ዝርከበሉ ብዛዕባ ሓደ ኣቦ ጽቡቕ ተዛረቡ ( ሞጐሱዎ ) ።   ቅዱስ ኣንጦንዮስ ከኣ ተግሳጽ ክጻወር ይኽእል ’ ዶ ብምባ...
Wednesday, May 9, 2012

ብሂል ኣበው፡ ቅዱስ ኣንጦንዮስ (1)

›
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!!   1. በረከት ስራሕ ካብ ጭንቀት የናግፍ።     ቅዱስ ኣንጦንዮስ ናብራ ብሕትውና ኣብ ሳህራ ክጅመር ከሎ፡ ብዝሒ ሓሳባት ኣብ ኣእምርኦም ...
Tuesday, May 8, 2012

ኣብ ናይ ኣዳም ባህርይ ውሽጢ ተብርህ ጻዕዳ ዑንቒ

›
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን ! ክልኤቱ አዕሩግ እመ በከዩ ብካየ ፣ ረከቡ ወለተ ዘታሥተሰሪ ጌጋየ፣ ለወንጌላውያን ኵልነ ዘኮነተነ ...
Friday, May 4, 2012

ቅዱስ ኣባ ሄሮዳ

›
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን። ግንቦት 25 ቅዱስ ኣባ ሄሮዳ ኣኽሊል ሰማእትነት ዝተቀበለሉ ዕለት እዩ። እዚ ቅዱስ ኣቦ ካብ ስብስጣ ትበሃል ከተማ ኮይኑ ካብ ህጻንነቱ ፈሪሃ እግዚአብ...

ሰማእት ቅዱስ ሚናስ

›
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን። ሚናስ ካብ ፈርሃ እግዚአብሔር ዝነብሮም ወለዲ ብ285 ዓ.ም ኣብ ግብጺ ኣናቅዮስ ዝተባህለት ከተማ ተወልደ። ስም ኣብኡ ኣውዶክስዮስ  ስም ኣዲኡ ...
3 comments:
Friday, April 27, 2012

YAREDAWI MEZMUR

›
HAREGE WEYNI KEMAHA HAZEN
Monday, April 23, 2012

ሰበካ ትንሣኤ ኣዋልዲኃ ለጽዮን

›
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን ! ሰበካ ትንሣኤ ኣዋልዲኃ ለጽዮን ቅዱሳን ኣንስቲ ንጐይታና መድኃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ምስ ረኣይኦ መጺኤን ንደቂ...

ዳግማይ ትንሣኤ

›
እንቋዕ   ናብ   ዳግማይ   ትንሣኤ   ጐይታና   መድኃኒና   ኢየሱስ   ክርስቶስ   ኣብጽሓና ! ምስባክ ወተንሥአ እግዚአብሔር ከምዘንቃህ እምንዋም ወከመ ኃይል ወኅዳገ ...
Saturday, April 14, 2012

በኩረ ትንሣኤ

›
እንኳዕ ናብ ብርሃነ ትንሣኤ ብሰላም ኣብጽሓና ወተንሥአ እግዚአብሔር ከምዘንቃህ እምንዋም ወከመ ኃይል ወኅዳገ ወይን ወቀተለ ጸሮ በድህሬሁ       መዝ . ፸፯፡፹፭-፹፮ (78 ፣...
‹
›
Home
View web version

ERITREAN ORTHODOX TEWAHIDO CHURCH

kana zegelila
View my complete profile
Powered by Blogger.