ቃና ዘገሊላ
Wednesday, June 27, 2012

በዓለ ማርያም ደብረሲና

›
እንቋዕ ናብ በዓለ እግዝእትነ ማርያም ኣብጽሓና። በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን። ታሪኽ ገዳም ደብረ ሲና ገዳም ፣- ማለት ገደመ ፣ ዱር ጫካ በረኻ ኮነ ካብ ዝብ...
7 comments:
Monday, June 25, 2012

ትሕትና (2)

›
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን! ትሕትና ካብ ዝሓለፈ ዝቀጸለ 2 ይ ክፋል ንትሕትና ከነጥሪ ዝሕግዙና ቃላት፡ 1. ሓዘን፡ ቅዱስ ኣባ ሙሴ ጸሊም፡  ከምዚ ይብሉ “ሓዘን፡ ...
Thursday, June 21, 2012

ደወል (መጥቅዕ)

›
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን ! ጾመ ሓዋርያት ደወል ( መጥቅዕ ) ኣብ   ቤተክርስቲያና   ዝርከቡ   ንዋያተ   ቅዱሳት   ነፍሲ   ወከፎም   ናይ   ...
Tuesday, June 19, 2012

ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሚካኤል

›
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን ! እንቋዕ ናብ ናይ ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሚካኤል ዓመታዊ ክብረ በዓል ኣብጸሓና ! ምስባክ ይትዐየን መልአከ እግዚአብ...
2 comments:
Wednesday, June 13, 2012

ትሕትና

›
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን ! ትሕትና ትሕትና ብመንጽር ብሂል አበው እንታይ ትመስል፤ ሓደ እዋን ሓደ ቅዱስ ኣቦ፡ “ እታ ዝዓበየት ጸጋ እንታ...
5 comments:
Monday, June 11, 2012

ቅዱስ ኣባ ኣርሳንዮስ (2)

›
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን!!! ብሂል አበው፡ ቅዱስ ኣባ ኣርሳንዮስ 8.  ምስ እግዚኣብሔር ምንባር ይሕሸኒ። ኣቦና ማርቆስ ንቅዱስ ኣርሳንዮስ፡ “ኣቦና ንምንታይ...
1 comment:
Saturday, June 9, 2012

በቂዔ እየ ዝበሃል መዓስ እዩ፤

›
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን ! ጾመ ሓዋርያት በቂዔ    እየ ዝበሃል መዓስ እዩ፤ ኣብ ሓደ ገዳም ዝነብሩ መንኰሰ ኣቦ እዮም። ምስቲ ናይቲ...
3 comments:
Tuesday, June 5, 2012

ቅድስት ሰሎሜ

›
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!! ቅድስት ሰሎሜ ስንክሳር ግንቦት 25 ኣብዛ ቅድስት ዕለት ናይ ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ጋል ሓትነ ዝኾነት ቅድስት ሰሎሜ ዝዓረ...
Monday, June 4, 2012

ቅዱስ ኣባ ኣርሳንዮስ

›
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን!!! ብሂል አበው፡ ቅዱስ ኣባ ኣርሳንዮስ ታሪኽ ህይወት ቅዱስ ኣባ ኣርሳንዮስ፡ ቅዱስ ኣባ ኣርሳንዮስ ካብ ዓበይቲ ፍላስፋታት ዓባይ ሮማ...
3 comments:
Saturday, June 2, 2012

ጾመ ሓዋርያት

›
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን ! በዓለ ጰራቅሊጦስ መንፈስ ቅዱስ ወረደ ላዕለ ሓዋርያት ተመሲሎ በነደ እሳት ምስባክ ዐርገ ውስተ ዓርያም ፄዊወከ ...
1 comment:
Tuesday, May 29, 2012

“ንድሕሪት ክምለስሲ ግዲ ኣይትበልኒ” (ሩት 1፡16)

›
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን !!! ክርስቶስ ተንሥአ እሙታን -- ብዓቢ ኃይል ወሥልጣን   አሰሮ ለሰይጣን -- አግኣዞ ለአዳም ሰላም -- እምዘእሴ ...
Monday, May 28, 2012

ብሂል ኣበው፡ ቅዱስ ኣንጦንዮስ (3)

›
9. ምሕረት እግዚኣብሔር ንለምን። ሓደ ክርስቲያን ንቅዱስ ኣንጦንዮስ ክጽልየሉ ምስ ለመኖ፡ ቅዱስ ኣንጦንዮስ ትቕብል ኣቢሉ፡ "ኣነ ኣይምሕረካ ኣምላኽ ኣይምሕረካ ባዕልኻ ተቐላጢፍካ እንተዘይለሚንካ።...
Saturday, May 26, 2012

ኣባ ይስሓቅ

›
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን!!! ግንቦት 19  በዚ መዓልቲ ካብ ገዳም ናይ ኣባ መቃርስ ቅዱስ ኣባ ይስሓቅ ዝዓረፈሉ ዕለት እዩ። ቅዱስ ኣባ ይስሓቅ ካህንን ጽኑዕ ወተሃደር ደብረ-መ...
Wednesday, May 23, 2012

ዐርገ እግዚአብሔር በይባቤ ወእግዚእነ በቃል ቀርን

›
ምስባክ << ዐርገ እግዚአብሔር ብይባቤ ወእግዚእነ በቃለ ቀርን ዘምሩ ለአምላክነ ዘምሩ። እግዚአብሔር ብደሃይ መለከት ዓረገ፣ ምስጋና ኣምላኽ ዘምሩ ዘምሩ፣ ምስጋና   ን...
Monday, May 21, 2012

ብሂል ኣበው፡ ቅዱስ ኣንጦንዮስ (2)

›
6. ተግሳጽ ንጽቡቕና እዩ። ቅዱስ ኣንጦንዮስ ኣብ ዝርከበሉ ብዛዕባ ሓደ ኣቦ ጽቡቕ ተዛረቡ ( ሞጐሱዎ ) ።   ቅዱስ ኣንጦንዮስ ከኣ ተግሳጽ ክጻወር ይኽእል ’ ዶ ብምባ...
‹
›
Home
View web version

ERITREAN ORTHODOX TEWAHIDO CHURCH

kana zegelila
View my complete profile
Powered by Blogger.