ቃና ዘገሊላ
Friday, August 17, 2012

ማርያም ግብጻዊት

›
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!! ማርያም ግብጻዊት ማ ርያም ግብጻዊት ስድራኣ ኣብ ሃገረ እስክንድርያ ዝቕመጡ ዝነበሩ ክርስቲያናት እዮም። ነዴና ሔዋን ወዲሱ ዘስሓታ ዲያብሎ...
Wednesday, August 15, 2012

ጸሎት 4ይክፋል

›
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን!!! ጸሎት ብመንጽር ብሂል አበው፡ 4ይክፋል ካብ ዝሓለፈ ዝቐጸለ 2.    ካብ ሓሳባት ነጻ ኮንካ ምጽላይ ። v ኣባ ኣውቓርዮስ፡ “...
Friday, August 10, 2012

ናይ ጻድቅ ኣቦና ኣቡነ ፊሊጶስ ዓመታዊ ክብረበዓል

›
አበው ቅዱሳን ዘደብረ ቢዘን እንቋዕ ናብ ጻድቅ ኣቦና ኣቡነ ፊሊጶስ ዓመታዊ ክብረበዓል ብሰላም ኣብጸሓና። ኣቡነ ፊሊጶስ አንዳዴ ባሕር ኣቡነ ዮሓንስ ለጓሜ ደመና v ሰላም ለፀአተ...
5 comments:
Tuesday, August 7, 2012

ጾመ ፍልሰታ ናይ ኣዴና ቅድሰተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም

›
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን ! እንቋዕ ናብ ጾመ ፍልሰታ ብሰላም ኣብጸሓና !   ካብ ዕለት ሶሉስ ነሓሰ 1-2004 (7-2012) ጀሚሩ ኣብ ክልተ ሱ...
Saturday, August 4, 2012

ቅዱስ ስምዖን ሰራሕ ሳእኒ

›
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን! ቅዱስ ስምዖን ሰራሕ ሳእኒ ቅዱስ ስምዖን ሰራሕ ሳእኒ (ወይ ቆርበት ዘልፍዕ) ኣብ መወዳእታ ዓስራይ ክፍለ ዘመን ዝነብር ዝነበረ ቅዱስ ኣቦ...
Tuesday, July 31, 2012

ጸሎት 3ይክፋል

›
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን!!! ጸሎት ብመንጽር ብሂል አበው፡ 3 ይ ክፋል ካብ ዝሓለፈ ዝቐጸለ ንጸሎት ምድላው። 1.      ሓሳባትናን ኅልናና ምጥርናፍ። (ኣብ ግዜ ጸሎት ...
Tuesday, July 24, 2012

ጸሎት 2ይ ክፋል

›
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን!!! ጸሎት ብመንጽር ብሂል አበው፡ 2ይ ክፋል ካብ ዝሓለፈ ዝቀጸለ 1.      መቕድም ጸሎት ቅዱስ ኣባ እንጦንዮስ ከምዚ በለ፡ “ቅድሚ ዝኾነ ...
Saturday, July 21, 2012

ንእግዚአብሔር ኣምላኸይ ክርእዮ ይደሊ እየ።

›
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን! ንእግዚአብሔር ኣምላኸይ ክርእዮ ይደሊ እየ። ግዚኡ ቀደም እዩ ። ሓደ መንእሰይ ናብ ሓደ ዝበቅዑ ኣቦ ከይዱ << ንእግ...
Monday, July 16, 2012

ጸሎት 1ይ ክፋል

›
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን!!! ጸሎት ብመንጽር ብሂል አበው፡ ጸሎት እንታይ ማለት እዩ፤ ማርቆስ ኤፍሬም፡ “ወዲ ሰብ ካብ ነፍስን ሥጋን እዩ ተፈጢሩ። ሥጋ እንጀራ እንዘይረኸበት...
Saturday, July 14, 2012

ቅድስት ስላሴ

›
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን! እንቋዕ ናብ ናይ ቅድስት ሥላሴ ዓመታዊ በዓል ብሰላም ኣብጸሓና! ሥሉስ ቅዱስ (ሥላሴ) ነአምን በአብ ወነአምን በወልድ ወነአምን በመንፈስ...
Thursday, July 12, 2012

ሰማዕተ ጽድቅ ጴጥሮስ ወጳውሎስ

›
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን። እንቋዕ ናብ በዓለ ቅዱሳን ሓዋርያት ሰማዕተ ጽድቅ ጴጥሮስ ወጳውሎስ ኣብጽሓና። ሰላም እብል ብርሃናተ ክልኤተ። በዐጸደ ንጉሥ ኔሮን እ...
1 comment:
Sunday, July 8, 2012

ናዛዚተ ኵሎሙ እኩያን እለ ይተመኀፀኑ ኅቤሃ (2)

›
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን! << ናዛዚተ ኵሎሙ እኩያን እለ ይተመኀፀኑ ኅቤሃ።  ናብኣ ዝምሕጸኑ ኩሎም ሓጥኣን ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ጠበቅኦምን ናዛዚቶምን እያ። ...
Tuesday, July 3, 2012

ናዛዚተ ኵሎሙ እኩያን እለ ይተመኀፀኑ ኅቤሃ (1)

›
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን! << ናዛዚተ ኵሎሙ እኩያን እለ ይተመኀፀኑ ኅቤሃ።  ናብኣ ዝምሕጸኑ ኩሎም ሓጥኣን ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ጠበቅኦም ናዛዚቶምን እያ።...
2 comments:
Sunday, July 1, 2012

ትሕትና 3ይ ክፋል

›
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን! ትሕትና ካብ ዝሓለፈ ዝቀጸለ 3 ይ ክፋል በደልካ ናብ ካልእ ዘይምድርባይ ምሕረት እግዚአብሔር ክትጾረካ ሓጢኣት ሓውኻ ስተር። ...
1 comment:
Wednesday, June 27, 2012

በዓለ ማርያም ደብረሲና

›
እንቋዕ ናብ በዓለ እግዝእትነ ማርያም ኣብጽሓና። በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን። ታሪኽ ገዳም ደብረ ሲና ገዳም ፣- ማለት ገደመ ፣ ዱር ጫካ በረኻ ኮነ ካብ ዝብ...
7 comments:
Monday, June 25, 2012

ትሕትና (2)

›
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን! ትሕትና ካብ ዝሓለፈ ዝቀጸለ 2 ይ ክፋል ንትሕትና ከነጥሪ ዝሕግዙና ቃላት፡ 1. ሓዘን፡ ቅዱስ ኣባ ሙሴ ጸሊም፡  ከምዚ ይብሉ “ሓዘን፡ ...
Thursday, June 21, 2012

ደወል (መጥቅዕ)

›
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን ! ጾመ ሓዋርያት ደወል ( መጥቅዕ ) ኣብ   ቤተክርስቲያና   ዝርከቡ   ንዋያተ   ቅዱሳት   ነፍሲ   ወከፎም   ናይ   ...
Tuesday, June 19, 2012

ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሚካኤል

›
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን ! እንቋዕ ናብ ናይ ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሚካኤል ዓመታዊ ክብረ በዓል ኣብጸሓና ! ምስባክ ይትዐየን መልአከ እግዚአብ...
2 comments:
Wednesday, June 13, 2012

ትሕትና

›
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን ! ትሕትና ትሕትና ብመንጽር ብሂል አበው እንታይ ትመስል፤ ሓደ እዋን ሓደ ቅዱስ ኣቦ፡ “ እታ ዝዓበየት ጸጋ እንታ...
5 comments:
‹
›
Home
View web version

ERITREAN ORTHODOX TEWAHIDO CHURCH

kana zegelila
View my complete profile
Powered by Blogger.