በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን!
በዓለ ደብረ ታቦር 13 ነሓሰ 2004 ዓ.ም
(19-08-2012)
<< ድሕሪ ሽዱሽተ መዓልቲ ድማ ጐይታና መድኃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ንጴጥሮስን ንያቆብን ንዮሓንስን ሓዉን ወሲዱ ንበይኖም ናብ ነዊሕ ከረን ኣደየቦም። ኣብ ቅድሚኦም ድማ ትርኢቱ ተለወጠ። ገጹ ከም ጸሓይ ኣብርኄ ክዳኑ'ውን ከም ብርሃን ጻዕደወ። እንሆ ኸኣ ሙሴን ኤልያስን ምስኡ እንዳተዛራረቡ ተራእይዎም። ጴጥሮስ መሊሱ ንጐይታና መድኃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ንዓና ኣብዚ ምንባር ጽቡቕ እዩ። ትፈቱ እንተ ኾንካስ ኣብዚ ሰለስተ ዳስ ክንሰርሕ ሓደ ንዓኻ፣ ሓደ ንሙሴ፣ ሓደውን ንኤልያስ፣ ገና ክዛረብ ከሎ እንሆ ብሩኅ ደበና ኣጎልበቦም። እንሆ ከኣ ካብቲ ደመና ዝፈትዎ ወደይ ብእኡ ዝሰመርኩ እዚ እዩ ንእኡ ስሞዕዎ፣ ዝብል ድምጺ መጸ። ደቂ መዛሙርቱ እዚ ሰሚዖም ብግምባሮም ተድፍኡ ብዙሕ ድማ ፈርሑ። ጐይታና መድኃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ቅርብ ኢሉ ተንከዮም ተንሥኡ ኣይትፍርሑውን በሎም። ንላዕሊ ገጾም ቁሊሕ እንተ በሉ፣ ብዘይ ጎይታና መድኃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ በይኑ ሓደ እኳ ኣይረኣዩን። >> ማቴ. 17፡1-8
< አሐደ ለከ ወአሐደ ለሙሴ ወአሐደ ለኤልያስ ንግበር ማኅደረ>
ቅዱስ ጴጥሮስ
ማቴ. 17፡1-8
<< ድሕሪ ሽዱሽተ መዓልቲ ድማ ጎይታና መድኃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ንጴጥሮስን ንያቆብን ንዮሓንስን ሓዉን ወሲዱ ንበይኖም ናብ ነዊሕ ከረን ኣደየቦም። ኣብ ቅድሚኦም ድማ ትርኢቱ ተለወጠ። ገጹ ከም ጸሓይ ኣብርኄ ክዳኑ'ውን ከም ብርሃን ጻዕደወ። እንሆ ኸኣ ሙሴን ኤልያስን ምስኡ እንዳተዛራረቡ ተራእይዎም። ጴጥሮስ