በስመ አብ ወወልድ
ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ
አምላክ አሜን!
በዓለ ጰራቅሊጦስ
መንፈስ ቅዱስ ወረደ
ላዕለ ሓዋርያት
ተመሲሎ በነደ እሳት
ምስባክ
ዐርገ ውስተ ዓርያም
ፄዊወከ ፄዋ
ወወሀብከ ጸጋከ ለእጓለ
እምሕያው
እስመ ይክህዱ
ከመ ይኅድሩ
።
መዝ.67፣18 (68፣18)
ወንጌል ዮሓ.14፣1-22
ግ.ሓ.2፣1-14 ኤፌ.4፣1-17 1ይዮሓ.2፣1-18
ቅዳሴ ዘዲዮስቆሮስ
ጾመ ሓዋርያት
ብሩኽ ምጅማር
ጾም ይግበረልና!
ካብ 27 ግንቦት ሰኑይ ጀሚሩ
ክሣብ 5ሓምለ ይፍጸም
Apostles Fast – Monday, JUNE-4 -JULY 12
ጾመ ሓዋርያት
ጾም መንፈሳዊ
በረከት ዘውህብ
ክርስቲያናዊ ተግባር
እዩ። መጽሓፍ
ቅዱስ ከም ዘረድኣና
ጾም ማለት ንዝተወሰነ
እዋን ወይ ግዜ
ካብ መግብን
መስተን ተፈሊኻ
መንፈሳዊ ተግባራት
ምፍጻም ማለት እዩ።
ኢሳ.4፣16። ጾም ማለት
ካብ ጥሉላት መግብን
ካብ ዘስክር
መስተን ምኽልካል
ከምዝኾነ የምህረና።
ዳኒ.10፣2-3።








